መዝሙር 42:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ነፍሰየ፡* ስለምንታይ ኢኺ ተስፋ ቐቢጽኪ፧+ ስለምንታይከ ኣብ ውሽጠይ ትርበሺ ኣለኺ፧ ዓብዪ መድሓንየይ ብምዃኑ ኽውድሶ እየ እሞ፡ንኣምላኽ ተጸበይዮ።+