ዘዳግም 31:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 የሆዋ ኸኣ ንሙሴ ኸምዚ በሎ፦ “እንሆ፡ ክትመውት* ኢኻ፣ እዞም ህዝቢ እዚኦም ድማ፡ ምስቶም ኣብታ ዚኸድዋ ምድሪ ኣብ ዙርያኦም ዘለዉ ጓኖት ኣማልኽቲ ብመንፈሳዊ መዳይ ኪምንዝሩ እዮም።+ ኪሓድጉንን+ ምሳታቶም ዝኣቶኽዎ ኺዳን ኬፍርሱን እዮም።+
16 የሆዋ ኸኣ ንሙሴ ኸምዚ በሎ፦ “እንሆ፡ ክትመውት* ኢኻ፣ እዞም ህዝቢ እዚኦም ድማ፡ ምስቶም ኣብታ ዚኸድዋ ምድሪ ኣብ ዙርያኦም ዘለዉ ጓኖት ኣማልኽቲ ብመንፈሳዊ መዳይ ኪምንዝሩ እዮም።+ ኪሓድጉንን+ ምሳታቶም ዝኣቶኽዎ ኺዳን ኬፍርሱን እዮም።+