ዘዳግም 8:14, 15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ልብኻ ኣይተዓበ፡+ ነቲ ኻብ ምድሪ ግብጺ፡ ካብ ቤት ባርነት ዘውጽኣካ የሆዋ ኣምላኽካ ድማ ኣየረስዕካ፣+ 15 ንሱ በቲ መርዛማት ኣትማንን ዕንቅርቢታትን ዘለዎ፡ ማይ ዘይብሉ ኣጻምእ ዝዀነ ዓብይን ዜፍርህን በረኻ ዘኸደካ እዩ።+ ካብ ከውሒ ኣዝሒት ከኣ፡ ማይ ኣውጽኣልካ፣+
14 ልብኻ ኣይተዓበ፡+ ነቲ ኻብ ምድሪ ግብጺ፡ ካብ ቤት ባርነት ዘውጽኣካ የሆዋ ኣምላኽካ ድማ ኣየረስዕካ፣+ 15 ንሱ በቲ መርዛማት ኣትማንን ዕንቅርቢታትን ዘለዎ፡ ማይ ዘይብሉ ኣጻምእ ዝዀነ ዓብይን ዜፍርህን በረኻ ዘኸደካ እዩ።+ ካብ ከውሒ ኣዝሒት ከኣ፡ ማይ ኣውጽኣልካ፣+