ነህምያ 9:27 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 27 ስለዚ፡ ናብ ኢድ ተጻረርቶም ኣሕሊፍካ ሃብካዮም፣+ ንሳቶም ከኣ ኣጨነቕዎም።+ ብግዜ ጭንቆም ግና ናባኻ የእውዩ ነበሩ፣ ንስኻ ድማ ካብ ሰማያት ትሰምዖም፡ ስለቲ ዓብዪ ምሕረትካ ኸኣ ካብ ኢድ ተጻረርቶም ዜናግፍዎም መድሓንቲ ትህቦም ነበርካ።+ ኢሳይያስ 48:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ምእንቲ ስመይ ግና ቍጥዓይ ክዓግት እየ፣+ምእንቲ ውዳሰይ ከኣ ርእሰይ ክገትእ፡ኣይከጥፍኣካን እውን እየ።+ ህዝቅኤል 20:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ግናኸ፡ ምእንቲ ስመይ ኣብ ቅድሚ እቶም ኣብ መንጎኦም ዝነበሩ ኣህዛብ ከይረክስ ኢለ ገበርኩ።+ ስለምንታይሲ፡ ካብ ምድሪ ግብጺ ምስ ኣውጻእክዎም፡ ኣብ ቅድሚ እዞም ኣህዛብ እዚኦም ተፈሊጠሎም እየ።*+
27 ስለዚ፡ ናብ ኢድ ተጻረርቶም ኣሕሊፍካ ሃብካዮም፣+ ንሳቶም ከኣ ኣጨነቕዎም።+ ብግዜ ጭንቆም ግና ናባኻ የእውዩ ነበሩ፣ ንስኻ ድማ ካብ ሰማያት ትሰምዖም፡ ስለቲ ዓብዪ ምሕረትካ ኸኣ ካብ ኢድ ተጻረርቶም ዜናግፍዎም መድሓንቲ ትህቦም ነበርካ።+
9 ግናኸ፡ ምእንቲ ስመይ ኣብ ቅድሚ እቶም ኣብ መንጎኦም ዝነበሩ ኣህዛብ ከይረክስ ኢለ ገበርኩ።+ ስለምንታይሲ፡ ካብ ምድሪ ግብጺ ምስ ኣውጻእክዎም፡ ኣብ ቅድሚ እዞም ኣህዛብ እዚኦም ተፈሊጠሎም እየ።*+