ዘሁልቍ 14:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 የሆዋ ድማ ንሙሴ ኸምዚ በሎ፦ “እዚ ህዝቢ እዚ ኽሳዕ መዓስ እዩ ዚንዕቀኒ፧+ በቲ ዅሉ እቲ ኣብ መንጎኦም ዝገበርክዎ ትእምርትታት፡ ክሳዕ መዓስ እዮም ዘይኣምኑኒ፧+
11 የሆዋ ድማ ንሙሴ ኸምዚ በሎ፦ “እዚ ህዝቢ እዚ ኽሳዕ መዓስ እዩ ዚንዕቀኒ፧+ በቲ ዅሉ እቲ ኣብ መንጎኦም ዝገበርክዎ ትእምርትታት፡ ክሳዕ መዓስ እዮም ዘይኣምኑኒ፧+