ሚክያስ 1:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 “ኣቱም ህዝብታት ኵላትኩም፡ ስምዑ! ኣቲ ምድሪ ምስቲ ንዓኺ ዝመልኣኪ ኣቕልቢ፣እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ፡—የሆዋ ኻብ ቅድስቲ ቤተ መቕደሱ፡—ኣንጻርኩም ይመስክር።+ ኣንባቆም 2:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 የሆዋ ግና ኣብ ቅድስቲ ቤተ መቕደሱ እዩ።+ ኵላ ምድሪ፡ ኣብ ቅድሚኡ ስቕ ትበል!’”+
2 “ኣቱም ህዝብታት ኵላትኩም፡ ስምዑ! ኣቲ ምድሪ ምስቲ ንዓኺ ዝመልኣኪ ኣቕልቢ፣እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ፡—የሆዋ ኻብ ቅድስቲ ቤተ መቕደሱ፡—ኣንጻርኩም ይመስክር።+