ኢሳይያስ 42:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 የሆዋ ኸም ጅግና ኺወጽእ እዩ።+ ከም ተዋጋኢ ቕንኣቱ ኼነቓቕሕ እዩ።+ ኪጭድር፡ እወ፡ ጭድርታ ውግእ ኪጭድር እዩ፣ካብ ጸላእቱ ኸም ዚብርትዕ ኬርኢ እዩ።+