ኤርምያስ 14:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ነቶም እተነበዩሎም ህዝቢ ኸኣ፡ እቲ ዚግብኦም መዓት ክኽዕወሎም እየ እሞ፡+ ብሰሪ እቲ ጥሜትን ሰይፍን፡ ንሳቶምን ኣንስቶምን ኣወዳቶምን ኣዋልዶምን ዚቐብሮም ዘይብሎም+ ኣብ ጐደናታት የሩሳሌም ኪድርበዩ እዮም።’ ኤርምያስ 16:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ‘ብቐታሊ ሕማማት ኪሞቱ እዮም፣+ ሓደ እኳ ኣይኪሓዝነሎምን ወይ ኣይኪቐብሮምን እዩ፣ ኣብ ገጽ ምድሪ ደኣ ኸም ድዅዒ ኪዀኑ እዮም።+ ብሰይፍን ብጥሜትን ኪጠፍኡ እዮም፣+ ሬሳታቶም ከኣ ምግቢ ኣዕዋፍ ሰማያትን ኣራዊት ምድርን ኪኸውን እዩ።’
16 ነቶም እተነበዩሎም ህዝቢ ኸኣ፡ እቲ ዚግብኦም መዓት ክኽዕወሎም እየ እሞ፡+ ብሰሪ እቲ ጥሜትን ሰይፍን፡ ንሳቶምን ኣንስቶምን ኣወዳቶምን ኣዋልዶምን ዚቐብሮም ዘይብሎም+ ኣብ ጐደናታት የሩሳሌም ኪድርበዩ እዮም።’
4 ‘ብቐታሊ ሕማማት ኪሞቱ እዮም፣+ ሓደ እኳ ኣይኪሓዝነሎምን ወይ ኣይኪቐብሮምን እዩ፣ ኣብ ገጽ ምድሪ ደኣ ኸም ድዅዒ ኪዀኑ እዮም።+ ብሰይፍን ብጥሜትን ኪጠፍኡ እዮም፣+ ሬሳታቶም ከኣ ምግቢ ኣዕዋፍ ሰማያትን ኣራዊት ምድርን ኪኸውን እዩ።’