ዘጸኣት 2:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 ድሕሪ ብዙሕ እዋን፡* ንጉስ ግብጺ ሞተ።+ እስራኤላውያን ግና ብሰንኪ ባርነቶም እህህ ይብሉን ይጭርሑን ነበሩ፣ እቲ ብሰንኪ ባርነቶም ዜእውይዎ ኣውያት ድማ፡ ናብቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ደየበ።+ ኢሳይያስ 42:6, 7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 “ኣነ የሆዋ ብጽድቂ ጸዊዐካ ኣለኹ፣ብኢድካ ሒዘካ ኣለኹ። ክሕልወካ እየ፣ ኪዳን ህዝብን+ብርሃን ኣህዛብን ከም እትኸውን ገይረ ኽህበካ እየ።+ 7 ኣዒንቲ ዕዉራት ምእንቲ ኽትከፍት፡+ንእሱራት ካብ ቤት ማሕቡስ፡ነቶም ኣብ ጸልማት ዚቕመጡ ድማ ካብ ቤት ማእሰርቲ ምእንቲ ኸተውጽእ፡ ከምኡ ኽገብረካ እየ።+
23 ድሕሪ ብዙሕ እዋን፡* ንጉስ ግብጺ ሞተ።+ እስራኤላውያን ግና ብሰንኪ ባርነቶም እህህ ይብሉን ይጭርሑን ነበሩ፣ እቲ ብሰንኪ ባርነቶም ዜእውይዎ ኣውያት ድማ፡ ናብቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ደየበ።+
6 “ኣነ የሆዋ ብጽድቂ ጸዊዐካ ኣለኹ፣ብኢድካ ሒዘካ ኣለኹ። ክሕልወካ እየ፣ ኪዳን ህዝብን+ብርሃን ኣህዛብን ከም እትኸውን ገይረ ኽህበካ እየ።+ 7 ኣዒንቲ ዕዉራት ምእንቲ ኽትከፍት፡+ንእሱራት ካብ ቤት ማሕቡስ፡ነቶም ኣብ ጸልማት ዚቕመጡ ድማ ካብ ቤት ማእሰርቲ ምእንቲ ኸተውጽእ፡ ከምኡ ኽገብረካ እየ።+