-
ኢሳይያስ 5:5መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
5 ሕጂ ድማ፡ ንኣታኽልቲ ወይነይ እንታይ ከም ዝገብሮ
እስከ ኽነግረኩም፦
ሓጹሩ ኸልግሶ እየ፣
ከንድዶ እውን እየ።+
መንደቑ ኸፍርሶ እየ፣
ኪርገጽ እውን እዩ።
-
5 ሕጂ ድማ፡ ንኣታኽልቲ ወይነይ እንታይ ከም ዝገብሮ
እስከ ኽነግረኩም፦
ሓጹሩ ኸልግሶ እየ፣
ከንድዶ እውን እየ።+
መንደቑ ኸፍርሶ እየ፣
ኪርገጽ እውን እዩ።