መሳፍንቲ 4:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 የሆዋ ድማ ኣብ ኢድ እቲ ኣብ ሓጾር ነጊሱ ዝነበረ ያቢን ንጉስ ከነኣን ሸጦም።+ ሓለቓ ሰራዊቱ ኸኣ እቲ ኣብ ናይ ኣህዛብ ሓሮሼት*+ ዚቕመጥ ዝነበረ ሲሰራ ነበረ። መሳፍንቲ 4:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ንሲሰራ ሓለቓ ሰራዊት ያቢን ምስ ሰረገላታቱን ሰራዊቱን ናባኻ ናብ ርባ ቂሶን+ ከምጽኦ እየ፣ ኣብ ኢድካ ኸኣ ክህበካ እየ።’”+ መሳፍንቲ 4:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 የሆዋ ድማ ንሲሰራን ንዅሉ ሰረገላታቱን ንዅሉ ሰራዊቱን ኣብ ቅድሚ ሰይፊ ባራቅ ኣሸበሮም።+ ሲሰራ ኸኣ ካብ ሰረገላኡ ወሪዱ፡ ብእግሩ ሃደመ።
2 የሆዋ ድማ ኣብ ኢድ እቲ ኣብ ሓጾር ነጊሱ ዝነበረ ያቢን ንጉስ ከነኣን ሸጦም።+ ሓለቓ ሰራዊቱ ኸኣ እቲ ኣብ ናይ ኣህዛብ ሓሮሼት*+ ዚቕመጥ ዝነበረ ሲሰራ ነበረ።