መዝሙር 144:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ኦ የሆዋ፡ ሰማያትካ ኣትሒትካ* ውረድ፣+ንኣኽራን ተንኪኻ ኣትክኮ።+ ናሆም 1:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ኣብ ቅድሚ ቝጥዓኡ መን ደው ኪብል ይኽእል፧+ ንረስኒ ዅራኡኸ መን ኪጻወሮ ይኽእል፧+ ነድሩ ኸም ሓዊ ኺክዖ እዩ፣ኣኻውሕ ድማ ብሰንኩ ኺሰባበሩ እዮም።