2 ሳሙኤል 22:31 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 31 መገዲ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ፍጽምቲ እያ፣+ቃል የሆዋ እተጻረየ እዩ።+ ንዅሎም እቶም ዚምዕቈብዎ ዋልታኦም እዩ።+ መዝሙር 19:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ስርዓታት የሆዋ ጻድቕ እዩ፡ ንልቢ የሐጕሶ።+ ትእዛዝ የሆዋ ጽሩይ እዩ፡ ንኣዒንቲ የብርሀን።+