መዝሙር 37:28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 የሆዋስ ፍትሒ ይፈቱ እዩ፣ንእሙናቱ ኸኣ ኣይኪሓድጎምን እዩ።+ ע [ዓይን] ንሳቶም ወትሩ ኺሕለዉ እዮም፣+ዘርኢ እኩያት ግና ኪጠፍኡ እዮም።+