1 ነገስት 4:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 ሰሎሞን ከኣ ካብቲ ፈለግ*+ ክሳብ ምድሪ ፍልስጥኤማውያንን ክሳብ ዶብ ግብጽን ኣብ ልዕሊ ዅለን መንግስትታት ይገዝእ ነበረ። ንሳቶም ድማ ግብሪ ኣምጽኡሉ፡ ንሰሎሞን ከኣ ብዅሉ መዓልትታት ህይወቱ ይግዝእዎ ነበሩ።+ መዝሙር 72:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ካብ ባሕሪ ኽሳብ ባሕሪ፡ካብቲ ፈለግ* ክሳብ ወሰናት ምድሪ ተገዛእቲ ኺህልውዎ እዮም።*+
21 ሰሎሞን ከኣ ካብቲ ፈለግ*+ ክሳብ ምድሪ ፍልስጥኤማውያንን ክሳብ ዶብ ግብጽን ኣብ ልዕሊ ዅለን መንግስትታት ይገዝእ ነበረ። ንሳቶም ድማ ግብሪ ኣምጽኡሉ፡ ንሰሎሞን ከኣ ብዅሉ መዓልትታት ህይወቱ ይግዝእዎ ነበሩ።+