ግብሪ ሃዋርያት 13:34 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 34 ብዛዕባ ኻብ ምዉታት ከም ዘተንስኦን ደጊም ናብ ጥፍኣት ከም ዘይምለስን ድማ፡ ‘እቲ እሙን ዝዀነ ንዳዊት ዘተስፎኽዎ ብተኣማንነት ዘርኣኽዎ ፍቕሪ ኽህበኩም እየ’ ኢሉ እዩ።+
34 ብዛዕባ ኻብ ምዉታት ከም ዘተንስኦን ደጊም ናብ ጥፍኣት ከም ዘይምለስን ድማ፡ ‘እቲ እሙን ዝዀነ ንዳዊት ዘተስፎኽዎ ብተኣማንነት ዘርኣኽዎ ፍቕሪ ኽህበኩም እየ’ ኢሉ እዩ።+