መዝሙር 93:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ዝፋንካ ኻብ ጥንቲ ጽኑዕ እዩ፣+ንስኻ ኻብ ዘለኣለም ኢኻ።+ ኢሳይያስ 40:28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 ኣይትፈልጥን ዲኻ፧ ኣይሰማዕካን ዲኻ፧ የሆዋ፡ እቲ ፈጣሪ ወሰናት ምድሪ፡ ንዘለኣለመ ኣለም ኣምላኽ እዩ።+ ከቶ ዘይደክምን ዘይሕለልን እዩ።+ ኣእምሮኡ ዘይምርመር* እዩ።+ ኣንባቆም 1:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ኦ የሆዋ፡ ንስኻስ ካብ ዘለኣለም ደይኰንካን፧+ ኦ ኣምላኸይ፡ ቅዱሰይ፡ ንስኻ ኣይትመውትን ኢኻ።*+ ኦ የሆዋ፡ ንስኻ ፍርዲ ኺፍጽሙ ሸይምካዮም፣ኣታ ኸውሐይ፡+ ንስኻ ንመቕጻዕቲ* ሰሪትካዮም።+ 1 ጢሞቴዎስ 1:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ነቲ ናይ ዘለኣለም ንጉስ፡+ ዘይሓልፍ፡+ ዘይርአ+ ሓደ ኣምላኽ፡+ ንዘለኣለመ ኣለም ክብርን ግርማን ይኹኖ። ኣሜን። ራእይ 1:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 እቲ “ዘሎን ዝነበረን ዚመጽእን ኵሉ ዚኽእል”+ የሆዋ* ኣምላኽ፡ “ኣልፋን ኦሜጋን* ኣነ እየ”+ ይብል። ራእይ 15:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 መዝሙር ሙሴ+ እቲ ባርያ ኣምላኽን መዝሙር እቲ ገንሸልን*+ ከምዚ እናበሉ ዘመሩ፦ “ኣታ ዅሉ እትኽእል+ የሆዋ* ኣምላኽ፡ ግብርኻ ዓብይን ግሩምን እዩ።+ ኣታ ንጉስ ዘለኣለም፡+ መገድታትካ ቕኑዕን ሓቅን እዩ።+
28 ኣይትፈልጥን ዲኻ፧ ኣይሰማዕካን ዲኻ፧ የሆዋ፡ እቲ ፈጣሪ ወሰናት ምድሪ፡ ንዘለኣለመ ኣለም ኣምላኽ እዩ።+ ከቶ ዘይደክምን ዘይሕለልን እዩ።+ ኣእምሮኡ ዘይምርመር* እዩ።+
12 ኦ የሆዋ፡ ንስኻስ ካብ ዘለኣለም ደይኰንካን፧+ ኦ ኣምላኸይ፡ ቅዱሰይ፡ ንስኻ ኣይትመውትን ኢኻ።*+ ኦ የሆዋ፡ ንስኻ ፍርዲ ኺፍጽሙ ሸይምካዮም፣ኣታ ኸውሐይ፡+ ንስኻ ንመቕጻዕቲ* ሰሪትካዮም።+
3 መዝሙር ሙሴ+ እቲ ባርያ ኣምላኽን መዝሙር እቲ ገንሸልን*+ ከምዚ እናበሉ ዘመሩ፦ “ኣታ ዅሉ እትኽእል+ የሆዋ* ኣምላኽ፡ ግብርኻ ዓብይን ግሩምን እዩ።+ ኣታ ንጉስ ዘለኣለም፡+ መገድታትካ ቕኑዕን ሓቅን እዩ።+