መዝሙር 18:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 የሆዋ ኸውሐይን ዕርደይን መናገፍየይን እዩ።+ ኣምላኸይ ዝምዕቈበሉ ኸውሐይ፡+ዋልታይን ቀርኒ* ድሕነተይን፡* እምባይ* እዩ።+