መዝሙር 78:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 ዝሃረፍዎ ምግቢ* ብምሕታት፡ብልቦም ንኣምላኽ ፈተንዎ።+ 1 ቈረንቶስ 10:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ከምቲ ገሊኣቶም ዝፈተንዎ እሞ ብኣትማን ዝጠፍኡ፡+ ንየሆዋ* ኣይንፈትኖ።+