1 ዜና መዋእል 16:27 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 27 ክብርን ግርማን ኣብ ቅድሚኡ፡+ብርታዐን ሓጐስን ኣብ መንበሪኡ እዩ።+ 1 ዜና መዋእል 29:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ኦ የሆዋ፡ ኣብ ሰማያትን ኣብ ምድርን ዘሎ ዅሉ ናትካ እዩ እሞ፡+ ዕቤትን+ ሓይልን+ ጽባቐን ግርማን ክብርን ናትካ እዩ።+ ኦ የሆዋ፡ እታ መንግስቲ ናትካ እያ።+ ኣብ ልዕሊ ዅሉ ኸም ርእሲ ልዕል ዝበልካ ንስኻ ኢኻ።
11 ኦ የሆዋ፡ ኣብ ሰማያትን ኣብ ምድርን ዘሎ ዅሉ ናትካ እዩ እሞ፡+ ዕቤትን+ ሓይልን+ ጽባቐን ግርማን ክብርን ናትካ እዩ።+ ኦ የሆዋ፡ እታ መንግስቲ ናትካ እያ።+ ኣብ ልዕሊ ዅሉ ኸም ርእሲ ልዕል ዝበልካ ንስኻ ኢኻ።