መዝሙር 37:28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 የሆዋስ ፍትሒ ይፈቱ እዩ፣ንእሙናቱ ኸኣ ኣይኪሓድጎምን እዩ።+ ע [ዓይን] ንሳቶም ወትሩ ኺሕለዉ እዮም፣+ዘርኢ እኩያት ግና ኪጠፍኡ እዮም።+ መዝሙር 145:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 የሆዋ ንዅሎም እቶም ዜፍቅርዎ ይሕልዎም፣+ንዅሎም እኩያት ግና ኬጥፍኦም እዩ።+