ዳንኤል 3:28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 ሽዑ፡ ነቡካድነጻር ከምዚ በለ፦ “እቲ መልኣኹ ልኢኹ ንገላዉኡ ዘናገፎም ኣምላኽ ሲድራቅን ሚሳቅን ዓብድ-ኔጎን ይወደስ።+ ንሳቶም ብእኡ ተኣሚኖም ትእዛዝ ንጉስ ጥሒሶም፣ ብዘይካ ንኣምላኾም፡ ንዝዀነ ኣምላኽ ካብ ምግልጋል ወይ ካብ ምስጋድሲ፡ ኪሞቱ* ፍቓደኛታት ነይሮም።+ ማቴዎስ 6:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ካብቲ እኩይ ኣድሕነና+ እምበር፡ ኣብ ፈተና ኣይተእትወና።’+
28 ሽዑ፡ ነቡካድነጻር ከምዚ በለ፦ “እቲ መልኣኹ ልኢኹ ንገላዉኡ ዘናገፎም ኣምላኽ ሲድራቅን ሚሳቅን ዓብድ-ኔጎን ይወደስ።+ ንሳቶም ብእኡ ተኣሚኖም ትእዛዝ ንጉስ ጥሒሶም፣ ብዘይካ ንኣምላኾም፡ ንዝዀነ ኣምላኽ ካብ ምግልጋል ወይ ካብ ምስጋድሲ፡ ኪሞቱ* ፍቓደኛታት ነይሮም።+