ዘዳግም 8:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 የሆዋ ኣምላኽካ ትእዛዛቱ ትሕሉ እንተ ዄንካ ወይ እንተ ዘይኴንካ ኣብ ልብኻ ዘሎ ምእንቲ ኺፈልጥ፡+ ትሕት ኬብለካን ኪፍትነካን ኢሉ፡+ ኣብዘን 40 ዓመት ኣብ በረኻ ዘኸደካ ነዊሕ መገዲ ዘክር።+ መዝሙር 105:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 እቲ ዝገበሮ ዜደንቕ ግብርታቱንተኣምራቱን ዝፈረዶ ፍርድታትን ዘክሩ፣+
2 የሆዋ ኣምላኽካ ትእዛዛቱ ትሕሉ እንተ ዄንካ ወይ እንተ ዘይኴንካ ኣብ ልብኻ ዘሎ ምእንቲ ኺፈልጥ፡+ ትሕት ኬብለካን ኪፍትነካን ኢሉ፡+ ኣብዘን 40 ዓመት ኣብ በረኻ ዘኸደካ ነዊሕ መገዲ ዘክር።+