ኢሳይያስ 57:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ንዘለኣለምሲ ኣይክጻረሮምን፡ወትሩ እውን ኣይክቝጥዖምን እየ፣+ኣብ ቅድመይሲ መንፈስ ሰብ፡አረ እቶም ዝገበርክዎም ዜስተንፍሱ ፍጡራት እኳ ምደኸሙ።+