መዝሙር 90:5, 6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ትዅስትሮም፡+ ከም ድቃስ ይዀኑ፣ንግሆ ኸኣ ከምቲ ዚበቍል ሳዕሪ እዮም።+ 6 ንግሆ ይዕምብብን ይልምልምን፣ንምሸቱ ግና ይጽምሉን ይነቅጽን።+ 1 ጴጥሮስ 1:24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 ከመይሲ፡ “ኵሉ ስጋ* ኸም ሳዕሪ፡ ኵሉ ኽብሩ እውን ከም ዕምባባ መሮር እዩ፣ እቲ ሳዕሪ ይነቅጽ፡ እቲ ዕምባባ እውን ይረግፍ፣