መክብብ 9:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ብግብርታትካ ድሮ ባህ ኢልዎ እዩ እሞ፡+ ኪድ ምግብኻ ተሓጒስካ ብላዕ፡ ወይንኻ እውን ብሕጉስ ልቢ ስተ።+