መዝሙር 37:5, 6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 መገድኻ ንየሆዋ ኣማዕቍቦ፣*+ኣብኡ ተወከል፡ ንሱ እውን ኬስልጠልካ እዩ።+ 6 ንጽድቅኻ ኸም ወጋሕታ፡ንፍትሕኻ እውን ከም ጸሓይ ቀትሪ ኼብርሆ እዩ።