መዝሙር 78:55 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 55 ንኣህዛብ ድማ ካብ ቅድሚኦም ሰጐጎም፣+ብገመድ መለክዒ ገይሩ ርስቲ ብዕጫ ሃቦም፣+ንነገዳት እስራኤል ኣብ ኣባይቶም ኣስፈሮም።+