-
ዘፍጥረት 41:33መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
33 “ሕጂ ድማ ፈርኦን ኣስተውዓልን ጥበበኛን ሰብኣይ ይድለ እሞ፡ ኣብ ልዕሊ ምድሪ ግብጺ ይሽሞ።
-
-
ዘፍጥረት 41:38መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
38 ስለዚ፡ ፈርኦን ንገላዉኡ፡ “ከምዚ ዝበለ መንፈስ ኣምላኽ ዘለዎ ሰብኣይ ኪርከብ ይከኣልዶ፧” በሎም።
-