ዘጸኣት 14:11, 12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ንሙሴ ድማ፡ “ናብዚ በረኻ ኽንመውት ዘውጻእካናስ፡ ኣብ ግብጺዶ መቓብር ኣይነበረን እዩ፧+ ካብ ግብጺ መሪሕካ ብምውጻእካስ፡ እንታይ ኢኻ ዝገበርካና፧ 12 ኣብ ግብጺ ኸለና፡ ‘ንግብጻውያን ክንግዝኦም ሕደገና’ ኢልናካዶ ኣይነበርናን፧ ኣብዚ በረኻ ኻብ እንመውትሲ፡ ንግብጻውያን ክንግዝኦም ይሕሸና” በልዎ።+
11 ንሙሴ ድማ፡ “ናብዚ በረኻ ኽንመውት ዘውጻእካናስ፡ ኣብ ግብጺዶ መቓብር ኣይነበረን እዩ፧+ ካብ ግብጺ መሪሕካ ብምውጻእካስ፡ እንታይ ኢኻ ዝገበርካና፧ 12 ኣብ ግብጺ ኸለና፡ ‘ንግብጻውያን ክንግዝኦም ሕደገና’ ኢልናካዶ ኣይነበርናን፧ ኣብዚ በረኻ ኻብ እንመውትሲ፡ ንግብጻውያን ክንግዝኦም ይሕሸና” በልዎ።+