ዘሁልቍ 14:28, 29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 ከምዚ በሎም፦ ‘“ከምቲ ኣነ ህያው ዝዀንኩ፡” ይብል የሆዋ፡ “ከምቲ ኽትዛረብዎ ዝሰማዕክዎ፡ ከምኡ ኽገብረኩም እየ!+ 29 ካብ ወዲ 20 ዓመት ንላዕሊ እተመዝገብኩም ዘበልኩም ኵልኹም ቍጹራት፡ ኣብ ልዕለይ ዘጕረምረምኩም ኵላትኩም፡+ ሬሳታትኩም ኣብዚ በረኻ እዚ ኺወድቕ እዩ።+ እብራውያን 3:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ስለዚ፡ ብቝጥዓይ፡ ‘ናብ ዕረፍተይ ኣይኪኣትዉን እዮም’ ኢለ ምሒለ።”+
28 ከምዚ በሎም፦ ‘“ከምቲ ኣነ ህያው ዝዀንኩ፡” ይብል የሆዋ፡ “ከምቲ ኽትዛረብዎ ዝሰማዕክዎ፡ ከምኡ ኽገብረኩም እየ!+ 29 ካብ ወዲ 20 ዓመት ንላዕሊ እተመዝገብኩም ዘበልኩም ኵልኹም ቍጹራት፡ ኣብ ልዕለይ ዘጕረምረምኩም ኵላትኩም፡+ ሬሳታትኩም ኣብዚ በረኻ እዚ ኺወድቕ እዩ።+