-
ኢሳይያስ 63:7መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
7 ብምኽንያት እቲ የሆዋ ኸም ምሕረቱን ከምቲ ብተኣማንነት ዜርእዮ ዓብዪ ፍቕሩን
ዝገበረልና ዅሉ ተግባራት፡
ንቤት እስራኤል ዝገበረላ ብዙሕ ጽቡቕ ነገራት፡
የሆዋ ብተኣማንነት ብዜርእዮ ፍቕሩ ዝገበሮ ተግባራት፡+
ዚንኣድ ተግባራት የሆዋ ኽረቍሕ እየ።
-
-
ድጕዓ 3:32መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
32 ዋላ እኳ እንተ ኣጕሃየ፡ ከም ብዝሒ እቲ ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሪ እውን ይምሕር እዩ።+
-