መዝሙር 65:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 እቲ ኣብ ኣጸዳትካ ኺነብርእትሓርዮን እተቕርቦን ሕጉስ እዩ።+ በቲ ኣብ ቤትካ፡ኣብታ ቕድስቲ ቤተ መቕደስካ+ እንረኽቦ ጽቡቕ ነገር ክንዓግብ ኢና።+