-
1 ነገስት 17:7መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
7 ኣብታ ምድሪ ዝናም ስለ ዘይዘነመ ግና፡ ድሕሪ እተወሰነ መዓልትታት እቲ ርባ ነጸፈ።+
-
-
ኢሳይያስ 42:15መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
15 ንኣኽራንን ንዅርባታትን ከባድሞ፡
ንዅሉ ኣትክልቶም ድማ ከንቅጾ እየ።
-
-
ኣሞጽ 4:7መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
7 ‘ኣነ ድማ ንቐውዒ ሰለስተ ወርሒ ተሪፍዎ ኸሎ፡ ዝናም ከሊአኩም፣+
ኣብ ሓንቲ ኸተማ ኣዝኒመስ፡ ኣብታ ሓንቲ ኸተማ ኣየዝነምኩን።
ኣብ ሓንቲ ግራት ዘኒሙስ፡
እታ ዘይዘነማ ሓንቲ ግራት ግና ነቒጻ።
-