መዝሙር 40:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ኣነ ግና ረዳኢ ኣልቦን ድኻን እየ፣የሆዋ ደኣ የቕልበለይ። ንስኻ ረዳእየይን መናገፍየይን ኢኻ፣+ኣምላኸየ፡ ኣይትደንጒ።+