መዝሙር 98:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 98 ዜደንቕ ነገራት ገይሩ እዩ እሞ፡+ንየሆዋ ሓድሽ መዝሙር ዘምሩሉ።+ የማናይ ኢዱ፡ እቲ ቕዱስ ቅልጽሙ፡ ድሕነት* ኣምጺኡ።+ መዝሙር 139:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 መስተንክርን ድንቅን ኰይነ ተፈጢረ እየ እሞ ኽውድሰካ እየ።+ ግብርታትካ ድንቂ እዩ፣+ነዚ ኣጸቢቐ እፈልጦ እየ።* ራእይ 15:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 መዝሙር ሙሴ+ እቲ ባርያ ኣምላኽን መዝሙር እቲ ገንሸልን*+ ከምዚ እናበሉ ዘመሩ፦ “ኣታ ዅሉ እትኽእል+ የሆዋ* ኣምላኽ፡ ግብርኻ ዓብይን ግሩምን እዩ።+ ኣታ ንጉስ ዘለኣለም፡+ መገድታትካ ቕኑዕን ሓቅን እዩ።+
3 መዝሙር ሙሴ+ እቲ ባርያ ኣምላኽን መዝሙር እቲ ገንሸልን*+ ከምዚ እናበሉ ዘመሩ፦ “ኣታ ዅሉ እትኽእል+ የሆዋ* ኣምላኽ፡ ግብርኻ ዓብይን ግሩምን እዩ።+ ኣታ ንጉስ ዘለኣለም፡+ መገድታትካ ቕኑዕን ሓቅን እዩ።+