ዘዳግም 33:29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 ኦ እስራኤል፡ ሕጉስ ኢኻ!+ ብየሆዋ ዝደሓነ+ከማኻ ዝኣመሰለ ህዝቢ መን ኣሎ፧+ ንሱ ዚከላኸል ዋልታኻን+ግርማዊ ሰይፍኻን እዩ። ጸላእትኻ ኣብ ቅድሜኻ ሸቘጥቈጥ ኪብሉ፡+ንስኻ ድማ ኣብ ዝባኖም* ክትረግጽ ኢኻ።” መዝሙር 33:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 ንሕና ንየሆዋ ኢና እንጽበዮ።* ረዳኢናን ዋልታናን ንሱ እዩ።+
29 ኦ እስራኤል፡ ሕጉስ ኢኻ!+ ብየሆዋ ዝደሓነ+ከማኻ ዝኣመሰለ ህዝቢ መን ኣሎ፧+ ንሱ ዚከላኸል ዋልታኻን+ግርማዊ ሰይፍኻን እዩ። ጸላእትኻ ኣብ ቅድሜኻ ሸቘጥቈጥ ኪብሉ፡+ንስኻ ድማ ኣብ ዝባኖም* ክትረግጽ ኢኻ።”