ዘጸኣት 15:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ያህ* ድሕነተይ ስለ ዝዀነ፡ ብርታዐይን ሓይለይን እዩ።+ እዚ ኣምላኸይ እዩ፡ ክውድሶ እየ፣+ ኣምላኽ ኣቦይ እዩ፡+ ልዕል ከብሎ እየ።+ መዝሙር 18:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 የሆዋ ኸውሐይን ዕርደይን መናገፍየይን እዩ።+ ኣምላኸይ ዝምዕቈበሉ ኸውሐይ፡+ዋልታይን ቀርኒ* ድሕነተይን፡* እምባይ* እዩ።+ ኢሳይያስ 12:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 እንሆ፡ ኣምላኽ ድሕነተይ እዩ።+ ያህ* የሆዋ ብርታዐይን ሓይለይን እዩ፡ድሕነተይ ድማ ኰይኑ እዩ እሞ፡+ክእመን፡* ኣይክርዕድን እውን እየ።”+