ግብሪ ሃዋርያት 5:31 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 31 ንእስራኤል ንስሓን ሕድገት ሓጢኣትን ምእንቲ ኺህብሲ፡+ ኣምላኽ ንዕኡ ቐንዲ ወኪልን+ መድሓንን+ ገይሩ ናብ የማኑ+ ልዕል ኣቢልዎ እዩ።