መዝሙር 51:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ንኣምላኽ ባህ ዜብሎ መስዋእቲ፡ ስቡር መንፈስ እዩ፣ኦ ኣምላኽ፡ እተሰብረን እተደቝሰን ልቢ ኣይትንዕቕን ኢኻ።+