መዝሙር 119:101 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 101 ቃልካ ምእንቲ ኽሕሉስ፡ብኽፉእ መገዲ ምምልላስ ኣብየ እየ።+ ኤፌሶን 5:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 እምበኣር፡ ከም ዓያሹ ዘይኰነስ፡ ከም ለባማት* ከመይ ከም እትመላለሱ ኣጸቢቕኩም ተጠንቀቑ፣