-
1 ዜና መዋእል 22:12መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
12 ሓንትስ ሕጊ የሆዋ ኣምላኽካ ምእንቲ ኽትሕሉ፡ የሆዋ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ስልጣን ኪህበካ ኸሎ፡ ምስትውዓልን ኣእምሮን ይሃብካ።+
-
-
እዮብ 32:8መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
8 ግናኸ፡ እቲ ኣብ ሰብ ዘሎ መንፈስ፡
ትንፋስ እቲ ዅሉ ዚኽእል እዩ ኣእምሮ ዚህብ።+
-