መዝሙር 3:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ኦ የሆዋ፡ ተንስእ! ኦ ኣምላኸይ፡ ኣድሕነኒ!+ ንስኻስ ንዅሎም ጸላእተይ ምንጋጋኦም ትወቕዖም፡ኣስናን እኩያት እውን ትሰብር ኢኻ።+