መዝሙር 69:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ኦ የሆዋ፡ ብተኣማንነት እተርእዮ ፍቕርኻ ጽቡቕ እዩ እሞ፡ መልሰለይ።+ ከም ብዝሒ ምሕረትካ ናባይ ኣብል፣+