ዘሁልቍ 6:25 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 የሆዋ ገጹ የብርሃልካ፡+ ሞገስ ከኣ ይሃብካ። መዝሙር 4:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 “መን ጽቡቕ ኬርእየና እዩ፧” ዚብሉ ብዙሓት ኣለዉ። ኦ የሆዋ፡ ብርሃን ገጽካ ኣብርሃልና።+