መዝሙር 22:6, 7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ኣነ ግና ሰብ ዚንዕቀንን* ህዝቢ ዚፍንፍነንንሓሰኻ እምበር፡ ሰብ ኣይኰንኩን።+ 7 ኵሎም እቶም ዚርእዩኒ የላግጹለይ፣+የናሽዉኒ፡ ብባጫ ኸኣ ርእሶም ይንቕንቑለይ፣+
6 ኣነ ግና ሰብ ዚንዕቀንን* ህዝቢ ዚፍንፍነንንሓሰኻ እምበር፡ ሰብ ኣይኰንኩን።+ 7 ኵሎም እቶም ዚርእዩኒ የላግጹለይ፣+የናሽዉኒ፡ ብባጫ ኸኣ ርእሶም ይንቕንቑለይ፣+