መዝሙር 91:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ጥፍኣት ኣይኪረኽበካን እዩ፣+መዓት እውን ኣብ ድንኳንካ ኣይኪቐርብን እዩ። ምሳሌ 12:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 ንጻድቕ ዋላ ሓደ ጕድኣት ኣይረኽቦን፣+እኩያት ግና መዓት መሊእዎም እዩ።+