እያሱ 2:9, 10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ነቶም ሰባት ድማ ከምዚ በለቶም፦ “የሆዋ ነዛ ምድሪ እዚኣ ኸም ዚህበኩም፡+ ብኣኻትኩም ድማ ፈሪህና ኸም ዘለና እፈልጥ እየ።+ ኵሎም ነበርቲ እዛ ምድሪ ብሰንክኹም ጃጅዮም እዮም።+ 10 ከመይሲ፡ ካብ ግብጺ ኽትወጹ ኸለኹም፡ የሆዋ ንማያት ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ቅድሜኹም ከም ዘንቀጾ፡+ ነቶም ኣብ ስግር* ዮርዳኖስ ዝነበሩ ዘጥፋእኩምዎም ክልተ ነገስታት ኣሞራውያን፡ ማለት ንሲሆንን+ ንዖግን+ ከኣ ዝገበርኩምዎም ሰሚዕና ኢና። ነህምያ 6:15, 16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 እቲ መካበብያ ኸኣ ኣብ መበል 25 መዓልቲ ናይ ኤሉል፡* ብ52 መዓልቲ ተፈጸመ። 16 ኵሎም ጸላእትና ብዛዕባ እዚ ምስ ሰምዑ፡ ኵሎም እቶም ኣብ ዙርያና ዘለዉ ኣህዛብ ድማ እዚ ምስ ረኣዩ፡ ኣዝዮም ሓፈሩ፣*+ እዚ ዕዮ እዚ ብሓገዝ ኣምላኽና ኸም እተገብረ ኸኣ ፈለጡ።
9 ነቶም ሰባት ድማ ከምዚ በለቶም፦ “የሆዋ ነዛ ምድሪ እዚኣ ኸም ዚህበኩም፡+ ብኣኻትኩም ድማ ፈሪህና ኸም ዘለና እፈልጥ እየ።+ ኵሎም ነበርቲ እዛ ምድሪ ብሰንክኹም ጃጅዮም እዮም።+ 10 ከመይሲ፡ ካብ ግብጺ ኽትወጹ ኸለኹም፡ የሆዋ ንማያት ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ቅድሜኹም ከም ዘንቀጾ፡+ ነቶም ኣብ ስግር* ዮርዳኖስ ዝነበሩ ዘጥፋእኩምዎም ክልተ ነገስታት ኣሞራውያን፡ ማለት ንሲሆንን+ ንዖግን+ ከኣ ዝገበርኩምዎም ሰሚዕና ኢና።
15 እቲ መካበብያ ኸኣ ኣብ መበል 25 መዓልቲ ናይ ኤሉል፡* ብ52 መዓልቲ ተፈጸመ። 16 ኵሎም ጸላእትና ብዛዕባ እዚ ምስ ሰምዑ፡ ኵሎም እቶም ኣብ ዙርያና ዘለዉ ኣህዛብ ድማ እዚ ምስ ረኣዩ፡ ኣዝዮም ሓፈሩ፣*+ እዚ ዕዮ እዚ ብሓገዝ ኣምላኽና ኸም እተገብረ ኸኣ ፈለጡ።