2 ሳሙኤል 7:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 መዓልትታትካ ምስ ተወድኣን+ ምስ ኣቦታትካ ምስ ደቀስካን፡ ብድሕሬኻ ኻብ ከርስኻ ዚወጽእ ዘርእኻ ኸተንስእ እየ፣ ነታ መንግስቱ እውን ከጽንዓ እየ።+ 2 ሳሙኤል 7:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ቤትካን መንግስትኻን ድማ ንዘለኣለም ኣብ ቅድሜኻ ኺጸንዓ እየን፣ ዝፋንካ እውን ንዘለኣለም ኪጸንዕ እዩ።”’”+ 1 ዜና መዋእል 17:11, 12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 “‘“መዓልትታትካ ምስ ተወድኣን ናብ ኣቦታትካ ምስ ከድካን፡ ብድሕሬኻ ሓደ ኻብ ደቅኻ ዝዀነ ዘርእኻ ኸተንስእ እየ፣+ ነቲ ንግስናኡ እውን ከጽንዖ እየ።+ 12 ንሱ ንዓይ ቤት ኪሃንጽ እዩ፣+ ኣነ ድማ ዝፋኑ ንዘለኣለም ከጽንዓሉ እየ።+
11 “‘“መዓልትታትካ ምስ ተወድኣን ናብ ኣቦታትካ ምስ ከድካን፡ ብድሕሬኻ ሓደ ኻብ ደቅኻ ዝዀነ ዘርእኻ ኸተንስእ እየ፣+ ነቲ ንግስናኡ እውን ከጽንዖ እየ።+ 12 ንሱ ንዓይ ቤት ኪሃንጽ እዩ፣+ ኣነ ድማ ዝፋኑ ንዘለኣለም ከጽንዓሉ እየ።+