ዘዳግም 3:8, 9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 “በታ ግዜ እቲኣ፡ ንምድሪ እቶም ኣብ ዞባ ዮርዳኖስ ዝነበሩ ኽልተ ኣሞራውያን ነገስታት፡+ ካብ ስንጭሮ* ኣርኖን ክሳብ ከረን ሄርሞን ወሰድናያ።+ 9 (ሲዶናውያን ነቲ ኸረን እቲ፡ ሲርዮን ይብልዎ ነበሩ፣ ኣሞራውያን ከኣ ሰኒር ይብልዎ ነበሩ።) 1 ዜና መዋእል 5:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 ፍርቂ ነገድ ደቂ ምናሴ፡+ ኣብታ ኻብ ባሳን ክሳብ በዓል-ሄርሞንን ሰኒርን ከረን ሄርሞንን+ ዘላ ምድሪ ተቐመጡ። ንሳቶም ከኣ በዝሑ።
8 “በታ ግዜ እቲኣ፡ ንምድሪ እቶም ኣብ ዞባ ዮርዳኖስ ዝነበሩ ኽልተ ኣሞራውያን ነገስታት፡+ ካብ ስንጭሮ* ኣርኖን ክሳብ ከረን ሄርሞን ወሰድናያ።+ 9 (ሲዶናውያን ነቲ ኸረን እቲ፡ ሲርዮን ይብልዎ ነበሩ፣ ኣሞራውያን ከኣ ሰኒር ይብልዎ ነበሩ።)